1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉን መረዳእታ
2 ናይ መቕረባይ ዝተመዝገበሉ መረዳእታ
3 ቫት ዝተመዝገብሉ መረዳእታ
4 ቲን ቁፅሪ ዘሎዎም ናይ ሕዳር 2012 ዲክላሬሽን ከቕርቡ ዝክእሉ
5 ናይ ጨረታ መኸበሪ ቢድ ቦንድ ወይ ብጥረ ገንዘብ ኤሌክትሮኒክስ 5000፣ ፈርኒቸር3000፣ ሕትመት3000 ቅርሺ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዙ ዝክእል
6 ዝተዳለወ ጨረታ ዶክሜንት ካብ ኮምሽን ቢሮ ቁፅሪ 261 ዕ/ፋ/ምም/ንብረት ዘይምለስ 30 ከፊሎም ክወስዱ ይክእሉ
7ካብ ዕለት 06/06/2012ክሳብ ዕለት 20/06/2012 ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ይካኣል
8 ጨረታ ዕለት 20/06/2012 ሰዓት 8፡30 ድቀ ዝዕፆ ይከዉን
9 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 20/06/2012 ሰዓት 9፡00 ይከዉን
10 ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 44 17 ብምድዋል ምሕታት ይካኣል