1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ናይ 2012 ዓ/ም ግብሪ ዝኸፈልኩም ቫት ዝተመዝገብኩም ምዃንኩም ዝገልፅ መረዳታ ክተቅርቡ ትኽእሉ ፤
2 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና መኸበሪ ቢድቦንድ ሕጋዉነቱ ዝተረጋገፀ CPO 3000
3 እቲ ጨረታ ሎት 1 ን ሎት 2ን ዝብል ስያመ ዘለዎ ኮይኑ ሎት 1 ኣብ ከተማ መኮኒ ዓዲግራት ኣክሱምን ዝረከቡ ንኡሳን ጨንፍር ሎት 2 ኣብ ከተማ መቐለ ኮይነን ሐድነትን ማይኣንበሳን ንኡሳን ጨንፍርን ማይክሮፋይናንስን ቁፅሪ 1ን ማይክሮፋይናንስን ቁፅሪ 3ን እዩም
4 ተጫረቲ ካብ ሐደ ሰነድ ሎት ንላዕሊ ምግዛእ ዝክኣል እዩ ኮይኑ ግና ካብ ሐደ ሎት ንላዕሊ ክጫረቱ ይክእሉን ካብ ሐደ ሎት ንላዕሊ ዝተጫረተ ካብ ጨረታ ይስረዝ
5 ኩሎም ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 25/04/2012 ዓ /ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 1/05/2012 ዓም ኣብ ዋና ቢሮ ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዩን ማሕበር ራብዓይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 409 ኣድላይ መረዳታት ብምሓዝ ዘይምለስ ብር 150 ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ክወስዱ ይክእሉ እዩም
6 ተጫረቲ ኣብ ናይ ጨረታ ሰነድ ዝቐርቡ ቅጥዕታት ብትክክል መሊኦም ኣብ ሕድሕድ ገፅ እቲ ደኩሜንት ፈሪሞምን ከምቲ ክሽየጥ እነተሎ ዝነበረ ከየጎደሉ ከቅረቡ አለዎም ዝተጎደለ ብትክክል ዘይተመለአን ናይ ሰነድ ጨረታ ካብ ጨረታ ወፃኢ ይከዉን
7 ቅድሚ ሕዚ ኣብ ትካልና ተጫሪቱ ነቲ ስራሕ ከይወደአ ዘደንጎየ ወይድማ ዝተቀፅአ ክጫረት ኣይክእልን እንተተጫሪቱ እዉን ካብ ጨረታ ወፃኢ ይከዉን
8 ተጫረቲ ናይ ዝጫረትሉ ባንኪን ፋይናንሻል ሐደ ኦርጅናልን ሐደ ቅዳሕን ናይ ጨረታ ዉሕስና ሰነድ ስፒ ኣብ ዝተፈላለየ ፖስታታት ዓሺጎም ኩሎም ፖስታታት ኣብ ካሊ ዓብዩ ፖስታ መሊሶም ብምዕሻግ ነቲ ጨረታ ተባሂሉ ኣብ ራብዓይ ደብሪ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ኣታዊ ይከዉን
9 እቲ ጨረታ ዕለት 1/05/2012 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3:00 ናይ ንጉሆ ተዓሺጉ ልክዕ ሰዓት 3:30 ናይ ንጉሆ ኣብ ዋና ቢሮ ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክሰዩን ማሕበር ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይከፈት ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም እነተዘይተረኪቦም እወን ዝተማለአ ደኩሜንት እነተኮይኑ ጨረታ ይከፈት እዩ
10 እንተነኣሰ ኣብ ዉሽጢ 30 መዓልቲ ሰረሑ ከረክብ ዝክእል
11 እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብኽፋል ወይድማ ብሙሉአ ናይ ምስራዝ መብቱ ዝተሐለወ እዩ፡፡
12 ተወሳኪ ሓበሬታ እንተደሊኩም ኣብ ዋና ቢሮ ደደቢት ማፋይናንስ ዝርክብ ሳልሳይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 11 ብምቅራብ ወይ ድማ ብስልኪ ቁፅሪ 0342-400014 ብምድዋል ምርካብ ይከኣል እዩ