የጨረታ ማስታወቅያ
Back
የግልፂ ጨረታ
የፕሮፎርማ ጨረታ
የጨረታ ምድብ
የጨረታ ደረጃ
Back
ኣካባብያዊ
ክልላዊ-ኣቀፍ
ሃገራዊ-ኣቀፍ
አለምአቀፍ
በ ኩባንያ
ጨረታ ቦታ ኣድራሻ
ሁሉም ጨረታዎች
ስለኛ
ኣድራሻችን
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍያ
ይመዝገቡ
ግባ
amharic
Tigrigna
English
የጨረታ ማስታወቅያ
የግልፂ ጨረታ
የፕሮፎርማ ጨረታ
የጨረታ ምድብ
የጨረታ ደረጃ
ኣካባብያዊ
ክልላዊ-ኣቀፍ
ሃገራዊ-ኣቀፍ
አለምአቀፍ
በ ኩባንያ
ጨረታ ቦታ ኣድራሻ
ሁሉም ጨረታዎች
ስለኛ
ኣድራሻችን
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍያ
ይመዝገቡ
ግባ
amharic
Tigrigna
English
ጨረታዎች
በሁሉም ቋንቋዎች
ኣዳዲስ ጨረታዎች ማስታወቅያዎች በትግራይ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ካብዚ ዝተመደበሉ በጀት ንዝተፈላለዩ አብያተ ፅሕፈት ወረድኡ ዘገልግል ፅሕፈት መሳርሒ : ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ስለዚ ነዞም ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።
የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ጥቅምቲ 5, 2011 (ከ 6 ዓመታት)
መዝግያ ቀን: ረቡዕ ጥቅምቲ 14, 2011 04:30 ጥዋት (
ተዘጋ
)
ቦታ: ቆላ ተምቤን
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ጥቅምቲ 14, 2011 05:00 ጥዋት
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:5000.00
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:100.00
የጨረታ ዓይነት: የግልፂ ጨረታ
የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
ተጨማሪ አንብብ
ንሓፈሻዊ ሆስፒታል ኮረም ዘገልግሉ ዝተፈላለዩ ዓይነት መድሓኒትን ናውቲ ሕክምናን ግልፂ ብጨረታ ብድምፂ ወያነ ብዕለት 1ን5ን/13/2010ዓ/ም ብቑፅሪ ኮ/ሆ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር/140/10 ዝወፀ እኹላት መቕረበቲ ስለዘይተረኸቡ ን2ይ ግዜ ብግልፂ ጨረታ ኣውፂኡ ክገዝእ ይደሊ በዚ መሰረት በዘፈር ኣፈውስን ናውቲ ሕክምናን ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ከበ ዘለዎም ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።ብመሰረት እዚ በቲ ዘፈር ስራሕ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎ
የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ጥቅምቲ 5, 2011 (ከ 6 ዓመታት)
መዝግያ ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 8, 2011 04:00 ጥዋት (
ተዘጋ
)
ቦታ: ኮረም
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ጥቅምቲ 8, 2011 04:30 ጥዋት
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:6000.00
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:50.00
የጨረታ ዓይነት: የግልፂ ጨረታ
የጨረታ ምድብ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/
ተጨማሪ አንብብ
ኢዛና ማዕድን ልማት ሓየተየግ/ኩባንያ ኮምፕሮሰር በግልፅ ጨረታ ቁጥር MGP/021/2018 በ 15/10/18 እ.አ.አ ኣወዳድሮ ለመግዛት ስለሚፈልግ በቃት ያላቹህ እና ከዚህ በታች የተዘረዘሩት መስፈርት የምታሟሉ ተወዳዳሪዎች እንድትሳተፉ ኩባንያችን በኣክብሮት ይጋብዛል።
የተለቀቀበት ቀን: ሰኞ ጥቅምት 5, 2011 (ከ 6 ዓመታት)
መዝግያ ቀን: ቀዳሜ ጥቅምት 24, 2011 08:30 ከሰአት (
ተዘጋ
)
ቦታ: ኣስገለ ፅምብላ
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ቀዳሜ ጥቅምት 24, 2011 09:30 ከሰአት
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:2.00
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:100.00
የጨረታ ዓይነት: የግልፂ ጨረታ
የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/
ተጨማሪ አንብብ
ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘለዉ ናይ ንብረታት ን2011ዓ/ም በጀት ዓመት ኣገልግት ዝውዕሉ ምድብ 1 መሳርሒ ፅሕፈት፣ ምድብ 2 ኣቑሑት ፅሬት፣ምድብ 3 መለዋወጢ ኣቑሑት መካይን ፣ምድብ 4 ጎማን ባትርን መኻይን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ስለዝደለየ ካበዚ ቐፂሉ ዘሎ መሰፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ንነብሲ ወከፍ ምድብ ዘይምለስ 50 ብር ብምኽፋል ትካል ዘዳለዎ ጨረታ ሰነድ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 9 ብምዕዳግ ንክተቕርቡ ንዕድም
የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ጥቅምቲ 5, 2011 (ከ 6 ዓመታት)
መዝግያ ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 20, 2011 08:30 ከሰአት (
ተዘጋ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ጥቅምቲ 20, 2011 09:00 ከሰአት
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:3000.00
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:50.00
የጨረታ ዓይነት: የግልፂ ጨረታ
የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
ተጨማሪ አንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳሓርቲ ሳምረ ናይ መኪና ሞተርን ጎማን መለዋወጢ ኣቁሑትን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።
የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጥቅምቲ 3, 2011 (ከ 6 ዓመታት)
መዝግያ ቀን: ሶኒ ጥቅምቲ 19, 2011 08:30 ከሰአት (
ተዘጋ
)
ቦታ: ሳሓርቲ ሳምረ
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ጥቅምቲ 19, 2011 08:45 ከሰአት
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
የጨረታ ዓይነት: የግልፂ ጨረታ
የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
ተጨማሪ አንብብ
ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ወረዳ ግሎ መኸዳ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ዋንነቱ ናይ ወረዳ ግሎ መኸዳ ቤት ማዘጋጃ ዝኾነ በዓል 1 ደብሪ ፕሮጀክት ኣብ ከተማ ፋፂ ብደረጃ 8ተ Bc/Gc ብርኪ ፍቃድ ኣናሽተይን ኮንስትራክሽን ማሕበራት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ። ስለዚ ነዞም ረቋሒታት እተማለኡ ነጋዶ ክትወደደሩ ንዕድም።
የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጥቅምቲ 3, 2011 (ከ 6 ዓመታት)
መዝግያ ቀን: ሶኒ ጥቅምቲ 19, 2011 03:00 ጥዋት (
ተዘጋ
)
ቦታ: ጉሎመከዳ
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ጥቅምቲ 19, 2011 03:30 ጥዋት
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:10000.00
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:150.00
የጨረታ ዓይነት: የግልፂ ጨረታ
የጨረታ ምድብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/
ተጨማሪ አንብብ
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣክሱም ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ንአገልግሎት ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ዝተፈላላዩ ቐወምትን ሃለቅትን ኣቑሑት መሳርሒ ህንፃ፣ ኣቑሑት ኤሌክትሪክ፣ኣቑሑት ኤለክትሮኒክስ፣ ኣቑሑት ዓለባ፣ኣቑሑት መሳርሒ ፅሬት፣መለዋወጢ ኣቑሑት መኪናን ኣቑሑት መሳርሒ ፅሕፈትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ስለዚ ነዞም ዝስዕቡ ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።
የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጥቅምቲ 3, 2011 (ከ 6 ዓመታት)
መዝግያ ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 27, 2011 03:00 ጥዋት (
ተዘጋ
)
ቦታ: ኣክሱም
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ጥቅምቲ 27, 2011 03:30 ጥዋት
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:50.00
የጨረታ ዓይነት: የግልፂ ጨረታ
የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/
ተጨማሪ አንብብ
ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ወረዳ ወልቃይት ከይዲ ስራሕን ህንፀት ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ካብ ዕቤት ሕርሻ ፕሮግራም ኤጂፒ ብዝረኸቦ ሓገዝ ገንዘብ ኣብ ጣብያ ኣውራ ሓፁር ኣብ ጣብያታት ቆራሌት ማለት ውን ሰረቶትን ማይ ጥምቀትን ከተል ክራሽ ብጨረታ ከስርሕ ስለዝደሊ ኤሲቢ ፍቃድ ዘለኩም ንክትወዳደሩ ብኽብሪ ንዕድም። በዚ መሰረት ተወዳደርቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቋሕታት፤
የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጥቅምቲ 3, 2011 (ከ 6 ዓመታት)
መዝግያ ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 13, 2011 03:00 ጥዋት (
ተዘጋ
)
ቦታ: ወልቃይት
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ጥቅምቲ 13, 2011 03:03 ጥዋት
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:3000.00
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:100.00
የጨረታ ዓይነት: የግልፂ ጨረታ
የጨረታ ምድብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/
ተጨማሪ አንብብ
ቤት ፍርዲ ወረዳ ኦፍላ ከይዲ ሰራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳርን ኣብ 2011ዓ/ም በጀት ዓመት ንቤት ፍርዲ ወረዳ ኦፈላን ቤት ፍርዲ ከተማ ኮረምን ግልጋሎት ዝውዕል ካብዚ ሎት 1 ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ሎት 2 ዝተፈላለዩ ናይ ሕትመት ስራሕቱ፣ ሎት 3 ዝተፈላለዩ ናይ ፅሬት ኣቁሑት፣ሎት 4 ዝተፈላለዩ ኮምፒዩተርን ተዛመድትን ኣቑሑት ክዕድግ ይደሊ።
የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጥቅምቲ 2, 2011 (ከ 6 ዓመታት)
መዝግያ ቀን: ዓርቢ ጥቅምቲ 16, 2011 08:30 ከሰአት (
ተዘጋ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ጥቅምቲ 16, 2011 09:00 ከሰአት
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:3000.00
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:20.00
የጨረታ ዓይነት: የግልፂ ጨረታ
የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
ተጨማሪ አንብብ
ሃፀይ ዮውሃንስ መሰናድኦ ቤት ትምህርቲ ኣብ 2011ዓ/ም ዝተፈላለዩ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ነዚ ዝስዕብ ረቋሕታት እተማልኡ ሕጋውያን ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም።
የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጥቅምቲ 2, 2011 (ከ 6 ዓመታት)
መዝግያ ቀን: ዓርቢ ጥቅምቲ 9, 2011 08:00 ከሰአት (
ተዘጋ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ጥቅምቲ 9, 2011 08:30 ከሰአት
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:3000.00
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:50.00
የጨረታ ዓይነት: የግልፂ ጨረታ
የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
ተጨማሪ አንብብ
‹ First
Previous
1066
1067
1068
1069
1070
1071
1072
1073
1074
1075
1076
Next
Last ›
የጨረታ ምድብ
ሶፍትዌርና ኔትዎርክ (23)
ሶፍትዌር ግዢ(7)
ዌብሳይት ሶፍትዌርን ማበልፀግ(6)
የኔትዎርክ ዝርጋታና ጥገና(10)
ኮንስትራክሽን (208)
የቤት/ህንፃ ግንባታ(122)
መንገድና ዲልድይ ግንባታ(11)
የውሃ ስራዎች(51)
የውሃ ጉድጋድ ቁፋሮናና የውሃ ስርዓት ተከላ(23)
ኤሌትክትሮኒክስና ኣይሲቲ እቃዎች (490)
ኮምፒተርና ተዛማች (100)
የኮምፒተር መለዋወጫ እቃዎች(116)
ኤሌክትሮኒክስ እቃዎችና መለዋወጫ(269)
የሂሳብ ኣያያዝና ኦዲት ማድረግ (63)
ኣካውንቲን ተዛማጅ(31)
ኦዲቲንግ ተዛማጅ(32)
ግብርና (168)
የግብርና ውጤቶችና ስራዎች(55)
የግብርና ጥሬ እቃዎችና ኣቅርቦት(6)
ግብርና መሺነሪ(45)
ፍሎራና ሆልቲካልቸር(53)
ፓልትሪ ቢና ኣኒማል ሃስባንደሪ(9)
የግንባታ እቃዎች (387)
የግንባታ ማሽነሪና እቃዎች(56)
የግንባታ ጥሬ እቃዎች(147)
የምህንድስና እቃዎች(55)
የቧንቧ እቃዎች እና መለዋወጫዎች(27)
የውሃ ምህንድስና የውሃና ማሽኖች እቃዎችና መሳሪያዎች(100)
ፅዳትና የንፅህና እቃዎች (204)
የንፅህና ፅዳት እቃዎች(181)
የንፅህና ፅዳት ግልጋሎት(20)
ማማከር (31)
ዳታ ኤክስተሽን ኣመንዽመንጥትና ካንስሌሽን(0)
ፋይናንሻል ማማከር ስራዎች(5)
የህግ ማማከር ኣገልግሎት(0)
የትምህርት ነክ ማማከር ኣገልግሎት(2)
የምህንድስና ነክ ማማከር ኣገልግሎት(23)
የድርግት ማማከር ኣገልግሎት(0)
የኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ማማከር ኣገልግሎት(0)
የቋንቋ ትርጉም(1)
ትምህርትና ስልጠና (25)
ጤና ነክ ስልጠና(0)
መፃፍና የትምህርት ቁሳቁሶች(20)
ትምህርቲና ትሬይንግ(5)
የማሽከርከር ስልጠና ኣገልግሎት(0)
ኤሌክትሪካልና ኤሌክትሮ መካኒካል (347)
የኤሌክትሪካል እቃዎችና መለዋወጫ(126)
የመገጣጠምና መጠገን(17)
ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቃዎችና ኣገልግሎት(202)
ምግብና መጠጥ (122)
የምግቢ ኣቅርቦት(106)
ካፌና ሬስትራንትን(15)
እግድ (24)
የቤት/ህንፃ ሃራጅ(13)
የመኪና ሃራጅ(5)
ኢንዱስትሪና ፋብሪካ ሃራጅ(6)
ፈርኒሽንግና ፊክስቸር (8)
የቤት/ህንፃ ፈርኒሽንግ ፊክስቸር(7)
የቤት/ህንፃ ማስዋብና ስራዎች (1)
ፈርኒቸር (198)
የቤት ፈርኒቸር(2)
የቢሮ ፈርኒቸር(186)
ሌላ ኣይነት ፈርኒቸር(8)
ጤና (40)
የጤና ጋር የተዛመዱ ኣገልግሎቶች(3)
የጤና ጋር የተገናኙ መሳሪያዎችና መለዋወጫዎች(37)
የላብራቶሪ እቃዎች እና ኬሚካል (172)
ጸረ ተባይና ነፍሳት(3)
ኬሚካልና ሪኤጀንት(83)
የላብራቶሪ መሣሪያዎች(85)
ጥገና (58)
የኮምፒተርና ኤሌክትሮኒክስ ጥገና(11)
ሞተርሳይክል ጥገና(11)
የቤት እቃዎች፡ በርና መስኮ ጥገና(3)
የተሽከርካሪ ጥገና(19)
የማሽን ጥገና(4)
ሌሎች ጥገናዎች(10)
የህክምና ዕቃዎች (53)
የመድሃኒት ምርቶች(24)
የህክምና/ላብራቶሪ እቃዎች ጥገና(6)
የእንስሳት መድሃኒቶችና ቁሳቁሶችን(22)
ፎቶግራፍና ፊልም (6)
የፎቶግራፍና ፊልም ኣገልግሎቶች(2)
የደኩመንታሪ ስራዎች(4)
የህትመት ስራዎች (99)
የህትመት አገልግሎቶች(82)
የህትመት እቃዎችና(16)
የማስታወቅያ ስራዎች (9)
ግራፊክስ ዲዛይን(0)
የቢልቦርድና ዲጂታል ማስታወቅያ(3)
የማስታወቅያ እቃዎች(2)
ኢቨንት ማዘጋጀት(1)
ማርኬትንግና ፕሮሞሽን ኣገልግሎት(3)
ኪራይ (178)
የቤት/ህንፃ ኪራይ(9)
የመኪና ኪራይ(130)
የማሺነሪ ኪራይ(39)
ሽያጭ (264)
የቤት/ህንፃ ሽያጭ(6)
መኪናና ማሺነሪ ሽያጭ(10)
ካልኦት ዝሽወጡ(127)
ያገለገሉ እቃዎች ሽያጭ(121)
የጥበቃ ስራዎችና ሰኪዩሪቲ (32)
የጥበቃ ኣገልጉሎት(9)
ሴኩሪቲይ ኢንፍራስትራክቸር (6)
የሴፍቲ እቃዎች(17)
የተሽከርካሪ መለዋወጫ እቃዎች (76)
የመኪና መለዋወጫ እቃዎች(72)
የሞተርሳይክል መለዋወጫ እቃዎች(0)
የሳይክል መለዋወጫ እቃዎች(4)
ጨርቃ ጨርቅና የቆዳ ውጤቶች (145)
የቆዳ ውጤቶቸ(1)
መጋረጃና ምንጣፍ(3)
ጨርቃ ጨርቅና ልብስ(131)
ፍራሽ ትራስና ተዛማጅ(10)
የትራንዚትና መጓጓዠያ ኣገልግሎት (97)
ማጓጓዣ ኣገልጋሎት(97)
የትራንዚት ኣገልጋሎት(0)
የተሽከርካሪና ከባደ ማሽነሪ (165)
የመኪና ግዢ(21)
የከባደ መሺነሪ ግዢ(97)
ሞተርሳይክል ግዢ(46)
ኣልሙኒየም፡ መስትዋትና የብረታ ብረት ስራዎች (80)
ብረታ ብረት ሰራዎች(57)
የኣልሙኒየም እቃዎችና ሰራዎች(22)
መስትዋትና መስትዋት ሰራዎች(0)