አካዉንቲንግ መምህር

ዩንቨርስቲ ኮሎጅ ኒው ሚለንየም
መብርሂ

ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ዓይነት ስራሕ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

BA ዲግሪ

ተደላይይ ክእለት

BA ዲግሪ

COC ዝሓለፈ

ልምዲ ስራሕ

ስራሕ ልምዲ ዘለዎ ይምረፅ

መተሓሳሰቢ

አመልከቲ ናይ ትምህርቲ መረዳእታኩም ስራሕ ልምዱኩምን CVን ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ ኣብ ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ፐርሴኔል ክፍሊ ካብ ዕለት 25/ 06/ 2008 ዓም ክሳብ 02 /07 /2008 ዓም ሰዓት 12፡00 ናይ ስራሕ ሰዓት እናመፃእኩም ክትምዝገቡ ከምትክእሉ ንሕብር

Share this Post:
ድሕሪት