ኪኢላ ምም/ር ሰራሕተኛን ሓይሊሰብ

በዓል መዚ ልማዓት እቶት ትግራይ
መብርሂ

በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክ/ ትግራይ ንዞም ክፍቲ ስራሕ ከደበ ካብዚ ትሕት ኢሎም ዝተሓበሩ ረቋሒ መሰረት ንክትወዳደሩ ይዕድም

ትምህርቲ ደረጃ

ማናጅመንት ፡ኢኮኖሚክስ፡ ፓብሊክ አድሚኒስትሬሽን ፡አመራርሓ ሓይሊ ሰብ

ተደላይይ ክእለት

ማናጅመንት ፡ኢኮኖሚክስ፡ ፓብሊክ አድሚኒስትሬሽን ፡አመራርሓ ሓይሊ ሰብ

ልምዲ ስራሕ

BA 4 ዓመት

MA 0 ዓመት

መተሓሳሰቢ

ሲኦሲ ዝምልከቶ መረዳእታ ዘቅርብ

ተወዳደርቲ መረዳእታ ሓይሊ ሰብ መሰረታዊ ክእለት ኮምፒተር ዘለዎ

ናይ ትምህርትን ስራሕን ልምድን መረዳእታ ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን

ካብ ዝሰርሐሉ ቤት ዕዮ ብዝዓባ ሰነምግባር ዝገልፅ መረዳእታ ዘቅርብ

ምዝገባ ካብ 16/ 06/ 2008 ዓም ክሳብ 21/ 06 /2008 ዓም

ናይ ምዝገባ ቦታ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክትግራይÂ ኬዝ ቲም ትልምን ምዉፋርን

Share this Post:
ድሕሪት