ዕቀባ ንብረት

ፍረ ስዉኣት ኢንዱስተሪ ሓ/ዝተ/ዉ/ማ
መብርሂ

ፍረ ስዉኣት ስራሕቲ ንግዲ ሓ/ዝተ/ዉ/ ማሕበር ኣብ አግበ ፋብሪካ ናይስ ማይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ አወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደሊ ድሌት ዘለኩም ኣድለይቲ ረቀሕታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ክተመልክቱ ይዕድም

ትምህርቲ ደረጃ

ዲፕሎማ ብማናጅመንት፡ አካዉንቲንግ ፡ማተርያል ማናጅመንት

ተደላይይ ክእለት

ዲፕሎማ ብማናጅመንት፡ አካዉንቲንግ ፡ማተርያል ማናጅመንት

ልምዲ ስራሕ

ዲግሪ 1 ዓመት ዲፕሎማ 2 ዓመት ብተመሳሳሊ ስራሕ ዝሰረሐ /ት

መተሓሳሰቢ

ናይ ምዝገባ ዕለት 08 /06 /2008 እስካብÂ 15 /06/ 2008 Â ዓም ኩሉግዘ ኣብ ስራሕ ሰዓት

ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብናይ ዉሽጢ ምልክታ ክግለፅ ዩ

መተሓሳሰቢ ልዕል ኢሎም ዝተጠቀሱ ሮቃሕታት እተማልኡ አመልከቲ መረዳእታኩም ምስዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ሒዝኩም ኣብ ከተማ መቀለ ጥቃ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ናይ ማሕበር ጉድኣት ኩናት ትግራይ (TDVA) ህንፃ Â 6ይ ፎቅ ምምሕዳርሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 12 ቀሪብኩም ክትምዝገቡ ንዕድም

ኣድራሻ 0344415247Â Â ወይ 0344415254

Share this Post:
ድሕሪት