ናይ ኣርት መምህር

ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራን ዓድዋ
መብርሂ

ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራን ዓድዋ ነዚ ዝስዕብ መደብ ስራሕ መምህራን አወዳዲሩ ብቀዋሚ ኮንትራት ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

ብኣርት M.ED/Msc ወይ BED /BA ዲግሪ ብኣርት ዝተመረቀ/ ት

ተደላይይ ክእለት

ብኣርት M.ED/Msc ወይ BED /BA ዲግሪ ብኣርት ዝተመረቀ/ ት

ልምዲ ስራሕ

ብኣርት M.ED/Msc ወይ BED /BA ዲግሪ ብኣርት ዝተመረቀ/ ት

መተሓሳሰቢ

ረቋሕታት ቀዳማይ ዲግሪ

ሓፈሻዊ ዉፅኢት 2.75 ልዕሊኡን ዘለዎ ዋ

ዕድመ ካብ 45 ዓመት ዘይበልፅ

ናይ ስነምግባር ሽግር ግድፈት ከም ዘይብሉ ካብ ዝሰርሐሉ ዝነበረ ትካል ወይ ካብ ዝነበረሉ ጣብያÂ /ቀበሌ/ መረዳእታ ዘቅርብ

ኣብ ምምሃር ምስትምሃር መፅናዕትን ምርምርን ዝለዓለ ዝንባለ ዘለዎ/ ዋ

በቲ ዝድለ ሙያ መምህርነት ልመዲ ምምሃር ምስትምሃር ዘለዎም ቅድምያ ይዋሃቦም

ቋንቋ ትግርኛ ዝክእል

ሕታት ካልኣይ ዲግሪ

1ይ ዲግሪ ብ BED ዝተመረቀ/ ት

ዕድመ ካብ 48 ዓመት ዘይበልፅ

መፅናዕታዊ ፅሑፍ Good ወይ ፕሮጀክት B ን ልዕሊኡን ዝረከበ /ት

ሓፈሻዊ ዉፅኢት ቀደማይ ዲግሪ 2.5 ልዕሊኡን ዘለዎ/ ዋ

ትምህርቲ 2ይ ዲግሪ ምስ ቀደማይ ዲግሪ ብቀጥታ ተዛማድነት ዘለዎ ክከዉን ይግባእ

ካልኦት ኣብ ተራ ቁፅሪ ዝተገለፁ መዐቀነታት ዘማለአ/ ት

 ኣብ ላዕሊ ዘሎ መመዘኒ ዘማልኡ መመልከቲ ደቂ አነስትዮ ጉድኣት ኣካልን ኣናእሽቲ ብሄረ ሳባትን መምርሒ ሲቪል ሰርቪስ ብዝፈቀዶ መሰረት ይተባብዑ

ስራሕ ልምዲ ቀጥታ ተዘማድነት እንተዘይሃሊዎ ዋጋ ኣይወሃብን

ናይ ዉልቀ ትካል ስራሕ ልምዲ ከም ስራሕ ልምዲ ዝሕሰብ ስራሕ ግብሪ ዝከፍል ምካኑ ካብ ዝምልከቶ ብቁዕ መረዳእታ እንተቅርብ እዩ

ነቶም ረቀሕታት ዘማልአ /ት ብ2ይ ዲግሪ ዝተመረቀ ት ቀዳምነት ይወሃቦ/ ባ

ናይ ምዝገባ ቦታ: ነዞም ዝተጠቀሱ መመዘንታት እተማልኡ መመልከቲ ናይ ትምህርቲ መረዳእታኩም ካልኦት ይጠቅሙና እትብልዎም መረዳእታታት ዋናን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ብምሓዝ ኣብ ከ ስ አመራርሓ ስራሕ ሓይሊ ሰብ ቢሮ እንዳቀረብኩም ክትምዝገቡ ትክእሉ

ናይ ምዝገባ ግዜ ካብ 07/ 06/ 2008 ዓም ክሳብ 12/ 06 /2008 ዓም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልትታትን ሰዓትን ይከዉን

ናብ ቃለ መጠይቅ (ፈተና)/ፕረዘንተሽን ዝሓለፈ አመልካቲ ዝልጠፈሉ እዋን ዕለት 15/ 06 /08

ቃለ መጠየቅ (ፈተና ) ዝወሃበሉ እዋን 16/ 06 /2008

ዉፅኢት ዝልጠፈሉ እዋን 17/ 06/ 2008 ዓም

ስራሕ መጀመሪ እዋን ኣድላይ ፎርማሊቲ ምስ ተማልእ ይከዉን

Share this Post:
ድሕሪት