ደ/ ከ /ዕ/ ፍ /ን/ ምም/ ርን መተሓባበሪ

ኮሌጅ ጥዕና ሳይንስ ዶ/ር ተወልደ
መብርሂ

ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ተወልደ ለገሰ ካብዚ ንታሕቲ ዝወፀአ ክፍቲ ናይ ሰራሕ መደብ ብቀዋሚ አወዳዲሩ ናይ ደገ ዝዉዉር ወይከዓ ቁፃር ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

ብኣካዉንቲንግ,  ማናጅመንት, ኢኮኖሚክስ, ፐርቼዚንግ ,ሳፕላይስ ማናጅመንት ,ፕሮኩሩመንት ሳፕላይስ ማናጅመንት, ሳፕላይስ ማናጅመንት, ቢዝነዝ ኢድኬሽን , ኮኦፕሬቲቬ ወይ ተመሳሳሊ

ተደላይይ ክእለት

ኣብ ናይ መንግስቲ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን አፍልጦ ዘለዎ /ዋ ብቁዕ ናይ ኮሚንኬሽን ክእለት ዘለዎ ብሞያ ምምራሕ ብቅዓት ዘለዎ/ ዋ ከተሓባብር ዝክእል ንለዉጢ ቅሩብ ዝኮነን ብመገልገላይነት ዝእመን

ልምዲ ስራሕ

1ይ ዲግሪ 7ተዓመት ስራሕ ልመዲ

2ይ ዲግሪ 5ተ ዓመት ስራሕ ልምዲ

መተሓሳሰቢ

መተሓሳሰቢ

ዋና ናይ ትምህርቲ መረዳእታኩም ምስ ዘይምለሰ ኮፒን CVን

ምዝገባ ዕለት ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ 24 /05/ 2008 ክሳብ 30/ 05/ 2008 ዓም ንተከታተልቲ 5ተ ናይ ስራሕ መዓልቲታት ኣብ ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶር ተወልደ ለገሰ ምዕባለ ሓይሊ ሰብ ተረኪብኩም ምምዝጋብ ከምእትክእሉ  እናሓበርና ናይ ፈተና ዕለት ምልክታ ወይ ብስልኪ ነፍልጠኩም ምካና ነተሓሳስብ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 034 441 8783

Share this Post:
ድሕሪት