ተመራማሪ

አካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክልል ትግራይ
መብርሂ

ኣካዳሚ አመራርሓ መለስ ዜናዊ ንዘለዉዎ ክፍቲ ስራሕ መደባት ካብ ደገ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደሊ ነዚ ረቀሕታት እተማልእ ተወዳደርቲ ንዉድድር ይዕድም

ትምህርቲ ደረጃ

ማስተርስ ወይ ፒኤችዲ ዲግሪ

ብኢኮኖሚክስ ,ትምህርቲ መፅናዕትን ምርምርን , ፌደራሊዝም, ሕገመንግስቲ መፅናዕቲ ፖሊሲ, ጀነራል ማናጅመንት, ቢዝነስ ኣድሚኒስትሬሽን, ዴቨለፕመንት ,ማናጅመንት, ኣርባን ማናጅመንት, ሶሾሎጂ ,ሳይነኮሎጂ ,ስርዓተ ትምህርቲ ,   አመራርሓ ትምህርቲ  ,ሪጅናል ኤንድ ሎካል ዴቨለፕመንት ስታዲስ, ሊደርሽፕን ሰናይ ምምሕዳርን , ሕጊ ,ፊሎሶፊ, አመራርሓ ስራሕ ሞያ ወይ ተመሳሳሊ ሞያን

ተደላይይ ክእለት

ንፒኤችዲ ዲግሪ 0 ዓመትን ልዕሊኡን

ንማስተርስ ዲግሪ ብመዓርግ ሓጋዚ ተመራማሪ 4ተ ዓመት ዝሰረሐ /ት እንተነኣሰ ሓደ መፅናዕታዊ ፅሑፍ ብፍሉጥ ጆርናል ዘሐተመ /ት ወይ ኣብ መፅናዕትን ምርምርብ ሲምፖዚየም መፅናዕታዊ ፅሑፍ ዘቅረበ /ት  ብተወሳኪ ኣብ ጀማሪ ስታትሻን ዘለዎ ረቀሕታት ማለት እዉን ኣብ ፖሊስን ስትራተጅን መንግስቲ እኩል ግንዛበን ፍልጠትን ዘለዎ ብጋንታ ናይ ምስራሕ መንፈስ ዘለዎ ንህዝቢ መንግሰትን ትኩረት ዝህብን ንዕኡ ንምሕጋስ ዝሰርሕን መሰረታዊ ክእለት ኮምፒተር ዘለዎ /ዋ ክከዉን አለዎ /ዋ

ልምዲ ስራሕ

መተሓሳሰቢ

መተሓሳሰቢ

CV ናይ ስራሐ መሕተቲ ማመልከቻ( application letter ) ብምሓዝ ትምዝገቡ

ናይ ምዝገባ ቦታ አካደሚ አመራርሓ መለስ ዜናዊ ዳ ዳ አመራርሓ ስራሕ ሓሊ ሰብ 03 ቀበሌ ኢንስቲትዩት አመራርሓ ስራሕ ትግራይ ነበር

ናይ ምዝገባ እዋነ ካብ ዕለት 24/ 05/ 2008 ዓም ክሳብ 01/ 06/ 2008 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት

ናይ ትምህርቲ መረዳእታን ስራሕን ልምድን ኦርጂናል ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ ይምዝገቡ

ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ድሕሪ ምፅራይ ብናይ ዉሽጢ ምልክታ ክግለፅ ዩ

መሃያ 10, 662 ኮይኑ ብተወሳኪ ድማ ገዛ ክራይ አበል ወይ ጥቅማ ጥቅሚ አለዎ

ድድመ ንማስተርስ ዲግሪ ከሳብ 40 ዓመት ንፒኤችዲ ዲግሪ ድማ ክሳብ 45 ዓመት ዝኮነ

ተወዳደርቲ ኣብ ፖሊስን ስትርቴጀን መንግስቲ ፅቡቅ ግንዛበ ዘለዎም ይኮኑ

ተወዳደርቲ ብስሩዕ ወይ ብናይ ቀትሪ ትምህርቲ ፕሮግራም ተማሂሮም ዝተመረቁ ይኮኑ

አድራሻ  0342407734

Share this Post:
ድሕሪት