ረጅስትራርሓለፊ

ዩንቨርስቲ ኮሎጅ ኒው ሚለንየም
መብርሂ

ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ዓይነት ስራሕ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

ብኮምፒተር ሳይንስ ,ብማናጅመንት, ብኣካዉንቲንግ,  ብኢኮኖሚክስ 1ይ ድግሪ ዝተመረቀ /ት

ተደላይይ ክእለት

ብኮምፒተር ሳይንስ ,ብማናጅመንት, ብኣካዉንቲንግ,  ብኢኮኖሚክስ 1ይ ድግሪ ዝተመረቀ /ት

ልምዲ ስራሕ

ብረጅስትራር ሓላፊነት ሓደ ዓመት ዝሰርሐ/ ት

መተሓሳሰቢ

ኣመልከቲ ናይ ትምህርቲ መረዳእታኩም ስራሕ ልምድኩምን ምስዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ ኣብ ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ፐርሴነል ክፍሊ ካብ ዕለት 23/ 05/ 2008 ዓም- 30 /05 /2008  ዓም ክሳብ ሰዓት 11 ፡00 ናይ ስራሕ ሰዓት እናመፃእኩም ክትምዝገቡ ከምትክእሉ ንሕብር

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344410465

Share this Post:
ድሕሪት