ሒሳብ ክፍሊ ሓላፊ

ዩንቨርስቲ ኮሎጅ ኒው ሚለንየም
መብርሂ

ኒዉ ሚሊንየም ኮሌጅ ንታሕቲ ተገሊፁ ዓይነት ስራሕ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

MA/Msc 

 BA 

 

ተደላይይ ክእለት

 

  • አካዉንቲንግ
ልምዲ ስራሕ

ብሒሳብ ሓላፊ 2 ዓመት ዝሰርሐ/ት ብሒሳብ ሓላፊ 6 ዓመት ዝሰርሐ/ት ፕችስሪ ክእለት ዘለዎ/ዋ መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል

መተሓሳሰቢ

አመልከቲ ናይ ትምህርቲ መረዳእታኩም ስራሕ ልምድኩምን CV ምስዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ አብ ኒዉ ሚሊንየም ኮሌጅ ፔርሶኔል ክፍሊ ካብ ዕለት 27/02/2008 ዓ/ም - 03 /03/2008 ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 12:00 ናይ ስራሕ ሰዓት እናመፃእኩም ክትምዘገቡ ከምትክእሉ ንሕብር

ተወሳኪ ሓበሬታ: 0344 41 04 65

Share this Post:
ድሕሪት