ጀማሪ ኪኢላ ምእካብን ምትንታንን መረዳእታ

በዓል መዚ ልማዓት እቶት ትግራይ
መብርሂ

በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ኣብ  ከተማታት ገፀር ወረዳታትን ንዘሰዎ ክፍቲ መደባት ሰራሕተኛ በዚ ዝስዕበ ኣወዳዲሩ  ክቆፀር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

BA ዲግሪ

ተደላይይ ክእለት

BA ዲግሪ

ልምዲ ስራሕ

0

መተሓሳሰቢ
  • ናይ ምዝገባ ቦታ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ
  • ሲኦሲ  ዝምልከቶ መረዳእታ ዘቅርብ
  • ምዝገባ ዝካየደሉ  25 02 2008  ዓም ክሳብ 03 03 2008 ዓም
  • ናይ  ትምህርትን ስራሕ ልምድን መረዳእታ ዘይምለስ ኮፒ
  • ካብ ዝሰርሐሉ ቤት ፅሕፈት  ብዛዕባ ስነ ምግባር  ዝገልፅ   ደብዳቤ ዘቅርብ
  • GPA  ንዲኣነስተዮ 2.3 ን ልዕሊኡን ንደቂ ተባዕትዮ 2.5 ልዕሊኡን ዘለዎ
Share this Post:
ድሕሪት