ሲንየር ኦዲተር

ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ
መብርሂ

ኮምሽን ስነ ምግባር ፀረ ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት አወደዲሩ ብቋዋሚነት ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ
  • 1ዲግሪ
ተደላይይ ክእለት
  • አካዉንቲንግ
  • ማናጅመንት
  • ፓብሊክ ፋይናንስ
  • ብኪኢላ አካዉንታንት: ብዉሽጥን/ደገን ኦዲት : ሒሳብ በጀትን : ብምምሕዳርን ፋይናንስ ዝሰርሐ/ት
ልምዲ ስራሕ

7 ዓመት

መተሓሳሰቢ
  • ነቲ አብ ላዕሊ ዝተገለፀ ስራሕ መደብ ንምምዝጋብ እትቀርቡ ተወዳደርቲ ዋና መረዳእታኩም ምስ ዘይምለስ ኮፒ ብምሓዝ ምምዝገብ ትኽእሉ
  • ንፈተና ዝሐለፍኩም ምዃንኩም ምስፈለጥኩም ካብ ሐዚ እትሰርሕሉ ቢሮ ወይ ካብ እትነብርሉ ምምሕዳር ብዛዕባ ስነ ምግባርኩም ዝገልፅ ብደብዳቤ ሒዝኩም ክትመፁ ነተሓሳስብ
  • ናይ ምዝገባ ቦታ ኮሚሽን ስነ ምግባር ፀረ ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ኣብ ኮምፕሊክስ ህንፃ ጥቃ ማይክ ፋይናንስ ቢሮ ቁፅሪ 265 ቀዳማይ ደብሪ ሓሳብ
  • ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 10/02/2008 ዓ/ም 16/02/2008 ዓ/ም
  • ናይ ምዝገባ ሰዓት ኩሉ ግዜ አብ ስራሕ ሰዓት
  • ናብ ፈተና እትቐርብሉ ዕለት ብምልክታ ክግለፅ ምዃኑ ንሕብር
  • ብሓድሽ ምምርሒ መመዘኒ ብቅዓት/COC/ ንዝምልከተኩም ክተቅርቡ አለኩም ዲፕሎማክን ዲግሪኩምን በይኖም ዓይነት ትምህርቲ እነተኮይኖም ዝምልከተኩምን
  •  ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344419164
Share this Post:
ድሕሪት