ኢንግሊዝኛ

ኣካዳሚ ፓራዳይዝ መርሲፋል
መብርሂ

መርሲፉል ፓራዳይዝ ኣካዳሚ /ሙሉእ 1ይ፡2ይ ደረጃን መሰናድኦን ቤት ትምህርቲ/ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ መደብ ስራሕ መምህርነት  ኣወዳዲሩ ብቐዋምነት ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

ዲፕሎማ

ተደላይይ ክእለት

ኢንግሊዝኛ

ልምዲ ስራሕ

2ዓመትን ልዕሊኡን

መተሓሳሰቢ

ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሱ ረቋሕታት ዝተማልኡ ኣመልከቲ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ሙሉእ መረዳአታ ትምህርትኩም CV መረዳእታ ልምዲ ስራሕኩም መለለይ ካርዱኩም ብምሓዝ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10ተ ተኸታተልቲ ናይ ስራሕ መዓልትታት ኣብ ቤት ትምህርትና እናቀረብኩም ንከተመልኩቱ ነተሓሳስብ

ኣድራሻ - ድሕሪ ምምሕዳር ክልል ትግራይ / ጥቓ ኤጄንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ/

ስ.ቁ 03 44 41 13 01 /03 44 41 85 65/ 03 44 41 98 18

Share this Post:
ድሕሪት