ኣካዉንታት

ዞሊ ፕሮፎሽናል ስትድዮ ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር
መብርሂ

ዞሊ ፕሮፈረሽናል ስትድዮ ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር  ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

ኣካዉንቲግ  level I , level II

ተደላይይ ክእለት

ብኣካዉንቲንግ ዝተመረቀ/ት ናይ ኮምፒተር ፍልጠት ዘለዋ

ልምዲ ስራሕ

ዘለዎ ይምረፅ

መተሓሳሰቢ

መመዝገቢ ቦታ እንዳሚኪኤል ኣከባቢ ዞሊ ስትድዮ መፂኢካ ምምዝጋብ ይካኣል

ስ.ቁ 09 14 11 83 71

ምዝገባ ዝካየደሉ እዋን 25/11/2011 – 30/11/2011 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ተከታታሊ መዓልቲ

Share this Post:
ድሕሪት