ኦዲተር-2

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕ ማይ ትግራይ
መብርሂ

ኢንተርፕራ ዝህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ቀፂሎምን ዝርከቡ ክፍቲ ስራሕ መደባት ብቋሚ ስራሕ መደብ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ
  • 2ድግሪ
  • 1ድግሪ
ተደላይይ ክእለት

ኣካዉንቲንግ /ተዛማዲ ሙያ

ልምዲ ስራሕ

2ይ ድግሪ ዝተመረቐ 2 ዓመት

1ይ ድግሪ /3 ዓመትትምህርቲ /ዝተመረቐ4 ዓመት አግባብ

መተሓሳሰቢ
  • ናይ ምዘገባ ዕለት ካብ 29 /01/ 2008 ክሳብ 06/ 02 /2008 ዓም
  • ናይ ምዘገባ ሰዓት ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት
  • አመልከቲ መረዳእታ ትምህርቲ ኦርጅናል ምስዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ሒዝኩም ተቅርቡ
  • ናይ ምዘገባ ቦታ ፔርሶኔል ክፍሊ ቁፅሪ 10 ቀሪብኩም ትምዝገቡ ትኽእሉ
Share this Post:
ድሕሪት