ኪኢላ ከተማ ፕላን
ቢሮ ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንዱስትርን ክልል ትግራይመብርሂ
ቢሮ ል/ከ/ንግ/ኢንዱስትሪን ክልል ትገራይ ነዚ ዝስዕብ ክፍቲ ሰራሕነኛ ኣወዳዲሩ ክዛውርን ክቖፅርን ይደሊ
ተደላይ ክእለትን ዓይነት ትምህርቲን
-
ብከተማ ፕላን ብ4+ ዓመት ዝተረኸበ 1ይ ዲግሪ/ብ3+ ዓመት ዝተረኸበ 1ይ ዲግሪ 6+ ዓመት ስራሕ ልምዲ
-
ብ5+ ዓመት ዝተረኸበ 1ይ ዲግሪ ወይም ብ4+ ዓመት ዝተረኸበ 1ይ ዲግሪ 4+ ዓመት ስራሕ ልምዲ
-
ድሕሪ ብ4+ ዓመት ዝተረኸበ 1ይ ዲግሪ ቀፂሉ ዝተረኸበ 2ይ ዲግሪ ውይም ድሕሪ ብ3+ ዝተረኸበ 1ይ ዲግሪ ቀፂሉ ዝተረኸበ 2ይ ዲግሪ 4+ ዓመት ስራሕ ልምዲ
-
ድሕሪ ብ5+ ዓመት ዝተረኸበ 1ይ ዲግሪ ቀፂሉ ዝተረኸበ 2ይ ዲግሪ ውይም ድሕሪ ብ4+ ዝተረኸበ 1ይ ዲግሪ ቀፂሉ ዝተረኸበ 2ይ ዲግሪ 2+ ዓመት ስራሕ ልምዲ
ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ
መተሓሳሰቢ
-
ኣመልከቲ መረዳእታኹም/ኽን ኦርጂናል ምስ ዘይምልሰ ፎቶ ኮፒን ብምሓዝ ክትምዝገቡ ትኽእሉ/ላ ምዃብኩም/ክን ነፍልጥ
-
ምዝገባ ዝካየደሉ ካብ ዕልት 1/05/2006ዓ/ም ክሳበ 08/05/2006 ኣብ ውሽጢ 5+ ናይ ስርሕ መዓልቲ ይኸውን
-
መመዝገ ቦታ ኣብ ቢሮ 1ይ ደብሪ ደ/ከ/ስ/ኣ/ሰ/ሓ/ሰብ ቁፅሪ 82 ምዃኑ ነዘኻኽር
-
ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ቀፃሊ ብማስታወቅያ ይግለፅ
Share this Post: