ምጥያሽን ምጥንኻርን መመዘኒ ማእኸላት

ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ
መብርሂ

                   ምልክታ ንስራሕ ደለይቲ

አብ ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ ዘሎ መደብ ስራሕ ብዝዉዉርን ብቁፃርን ካብ ደገ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ::

ትምህርቲ ደረጃ

ደረጃ ት/ቲ ስራሕ ልምዲ :  1 ድግሪን ልዕሊኡን ብኮንስትራክሽን: ኣዉቶ ሞቲቭ : ብሓፂን መፂን : ብሕርሻ ኮይኑ/Plant Science : Natural Resource :  Irrigation/ ብቴክስታይል: ብቆርበት: ብሆቴል ትሪዙምን ብማይ ቴክኖሎጅን: ማንፋክቸሪንግ

ተደላይይ ክእለት

ተደላይ ኽእለት

  • ን 1 ዲግሪ 9ተ ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ
  • ን2ይ ድግሪ 7 ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ ኾይኑ/ና
  • ናይ ብቕዓት መረጋገፂ ብድረጃ IV ተመዚኑ ብቁዕ ዝኾነ/ት
  • መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ ምኻኑ መረዳእታ ዘቅርብ/ እትቅርብ  
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ

 

መመዝገቢ ቦታ

  • ኣብ ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 10 ደ/ ከ/ስራሕ አመራርሓ ስራሕቲ ሓየሊ ሰብ

አድራሻ :  ኤጀንሲ ምርጋግፅ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ቀበሌ 17 ጥቃ ዕዳጋ ብዕራይ ወይ ክላስተራትና

  • ንዞባ ሰ ምዕራብ /ሽረ/ ዲሰከ ክላስተር መተሓባበሪ ኣብ  ማይክሮ ፋይናንስ ህንፃ  ስ ቁ 0344434335  ወይ 0914780669
  • ንዞባ ደቡብ /ማይጨዉ/ ዲሰከ ክላስተር መተሓባበሪ ኣብ የግል ድርጅት ዋስትና ህንፃ ስ ቁ 0347771643  ወይ 0910799903
  • ንዞባ ማእከል /ኣክሱም/ ዲሰከ ክላስተር መተሓባበሪ ኣብ ማይክሮ ፋይናንስ ህንፃ  ስ ቁ 0347753909  ወይ 0914743621

      ተወሳኺ  ሐበሬታ  ብስ ቁ 0348409235  ወይ  0914748573  ወይ  0914876912

 

 

Share this Post:
ድሕሪት