FSR ናይ መሸጣ ሹፌር ሰራሕተኛ

ፋብሪካ ኣረቂን መስተን ደሰታ
መብርሂ

 ፋብሪካ ደስታ ኣልኮልን መስተን ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ብዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡

ትምህርቲ ደረጃ
8ይን ልዕሊኡን
ተደላይይ ክእለት

8ይን ልዕሊኡን  

ልምዲ ስራሕ

4ተ ዓመት ቀጥታ ስራሕ ልምዲ ዘለዎ ኮይኑ 4ይ ማንጃ ፍቃድ ደረቅ 2 ዘለዎ/ ልዕሊኡን ዘለዎ፤

መተሓሳሰቢ
  • - ኣመልካቲ ኣብ ዝቀርብሉ ግዜ ኦርጂናል ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ናይ ገዛ ካርታ ዋሕስ ከቅርብ ኣለዎ፤
  • - ኣመልከቲ ተታሒዙ ንቀርብ ስራሐ ልምዲ ካብ ዝምልከቶም ናይ እቶት ኣካላት ግብሪ ከፋሊ ምዃንኩም ዝገልፅ ናይ ድጋፍ ደብዳቤ ከቅርብ ኣለዎ፤
  • - ኣመልካቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 7 ተከታታሊ መዓልቲ ዘድሊ መረዳእታ ሒዝኩም ካብ ዕለት 0110/2011 ዓም ክሳብ 08/2011ዓ/ም ምዝገባ ዝካየድ ምዃኑ ነፍልጥ፤
  • - ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-421293

 ፋብሪካ ደስታ ኣልኮልን መስተን ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ብዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡

Share this Post:
ድሕሪት