ኤክስኩቲብ ሴክረታሪ

ዩንቨርስቲ ኮሎጅ ኒው ሚለንየም
መብርሂ

ኒው ሚሊንየም ኮሌጅ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዓይነት ስራሕ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡

ትምህርቲ ደረጃ

ኤክስኩቲቭ ሴክረታሪ ኮይና ዝሰርሐትት ንኣድቫነስ ዲፕሎማ 4ተ ዓመት ንዲፕሎማ 6ተ ዓመት

ተደላይይ ክእለት

ኣድቫንስ ዲፕሎማ ወይ ዲፕሎማ ዘለዋ/ዎ

       IT & SSOM ሞያ ዝተመረቀት

ልምዲ ስራሕ

ኤክስኩቲቭ ሴክረታሪ ኮይና ዝሰርሐትት ንኣድቫነስ ዲፕሎማ 4ተ ዓመት ንዲፕሎማ 6ተ ዓመት

መተሓሳሰቢ

ኣመልከቲ ኦርጂናል  ናይ ትምህርቲ መረዳእታኩም ስራሕ ልምድኩም ሲቪን ምስ ዘይምለስ ፎቶኮፒ ብምሓዝ ናብ ዋና ካምፓስ ኒው ሚሊንየም ኮሌጅ ፐርሰኔል ክፍሊ ብምቅራብ ክትምዝገቡ ትክእሉ

 ምዝገባ እዋን ካብ ዕለት 28/09/201ዓ/ም ክሳብ 07/10/201ዓ/ም

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-4165/0914-751301 ምድዋል የከኣል፡

Share this Post:
ድሕሪት