ናይ ኣካውንቲንግ መምህር

ዩንቨርስቲ ኮሎጅ ኒው ሚለንየም
መብርሂ

ኒው ሚሊንየም ኮሌጅ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዓይነት ስራሕ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡

ትምህርቲ ደረጃ

ብኣካውንቲንግ MA/2ይ ዲግሪ ዘለዋ/ዎ   

ተደላይይ ክእለት

ብኣካውንቲንግ MA/2ይ ዲግሪ ዘለዋ/ዎ   

ልምዲ ስራሕ

ስራሕ ልምዲ ዘለዋ

መተሓሳሰቢ

ኣመልከቲ ኦርጂናል  ናይ ትምህርቲ መረዳእታኩም ስራሕ ልምድኩም ሲቪን ምስ ዘይምለስ ፎቶኮፒ ብምሓዝ ናብ ዋና ካምፓስ ኒው ሚሊንየም ኮሌጅ ፐርሰኔል ክፍሊ ብምቅራብ ክትምዝገቡ ትክእሉ

 ምዝገባ እዋን ካብ ዕለት 28/09/201ዓ/ም ክሳብ 07/10/201ዓ/ም

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-4165/0914-751301 ምድዋል የከኣል፡

Share this Post:
ድሕሪት