ሴክሬታሪ

ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ
መብርሂ

ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ነዚ ረቋሒ  እተማልኡ/ኣ ሰራሕተኛታት መጀመሪያ ብዝውውር ቀፂሉ ብደገ ቁፃር ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡

ትምህርቲ ደረጃ

 ሴክሬታሪ ፀሓፊነትን ምም/ር ኦፊስን ፣ ኦፊስ ማኔጅመንት፣ ዳታ ኢንኮደር፣ ዳታ ኢንትሪ፣ ችሎት ፀሓፊት፣

ተደላይይ ክእለት

ኣይቲ፣ ኣይቲ ኣሲስታንስ፣ ኣይቲ ሳፖርት ሲስተም ሰርቪስ፣ ኣይቲ ሳፖርት ሰርቪስ፣ ኣድሚኒስትሬቲቭ ሴክሬታሪ ፣ ኮምፒዩተር ሳይንስ፣ ኣድሚኒስትሬቲቭ ኦፊስ ማኔጅመንት ሴክሬታሪያል ሳይንስ ወዘተ

ልምዲ ስራሕ

ብተዘዋሪ ኣግባብነት ዘለዎ ሰራሕ ልምዲ  ሚኢታዊ

ተለኣኪ፣ ሪ/ማህደርን፣ መረዳእታ ሓ/ሰብ፣ ፖስተኛ

መተሓሳሰቢ

1 ምዝገባ ቦታ ኣብ ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ይ ደብሪ ምም/ር ሓይሊ ቢሮ ቁፅሪ 307

2 ኣድለይቲ ዝበሃሉ መረዳእታታት ዋንኡ ምስ ዘይምለስ ፎቶኮፒን ከቅርብ ይግባእ፤

3 ምዝገባ ዝጅመረሉ 26/09/2011ዓ/ም ክሳብ 03/10/2011ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት

4 መረጋገፂ ብቅዓት ምዝና/ሊ ኦ ሲ/ ዝምልከተኩም ከትቅርቡ ኣለኩም፤

5 ኣብ ውልቀ ትካት ዝሰራሕኩምዎ ልምዲ ስራሕ እንተሃልይኩም ስራሕ ግብሪ ካብ ቤት ፅሕፈት እቶት ክተምፅኡ ግድን ይከውን፤

Share this Post:
ድሕሪት