ፀሓፊት

ቤት ምኽሪ ንግድን ዘርፊ ማሕበራትን መቐለ
መብርሂ

     

                                ምልከታ ንስራሕ ደለይቲ

ማሕበር ህንፃ መሳርሒ ነጋዶ መቐለ ነዞም ዝስዕቡ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደባት ኣወዳዲሩ ሰራሕተኛታት ክቐፅር ይደሊ::

ትምህርቲ ደረጃ

??? ????? :             ????? ??????? ??? ?????? ?????? ?? ????? ??? ???? ???

ተደላይይ ክእለት
no data
ልምዲ ስራሕ

??? ??? :              2? ???? ??? ?????

መተሓሳሰቢ

አመልከቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኦርጅናል መረዳእታኹምን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ሒዝኩም ካብ ዕለት 04 /05 /07 ክሳብ 08 /05/ 07 ዓ/ም ሰዓት 10:00 ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራት መቐለ ክተመልክቱ ትኽእሉ ናይ ፅሑፍን ቃል ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ጥሪ 2007 ዓ/ም ሰዓተ 3:00 ይኸዉን::

ንዘድሊ ተወሳኺ ሓበሬታ

ስልኪ ቁፅሪ 0344402529 /0914749035 / 0914704984

ወይ ብኣካል ብቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ /ጎኒ ከነማ ፋርማሲ ክትሓቱ ትኽአሉ


 

Share this Post:
ድሕሪት