ሰራሕተኛ ቤተ መፃሕፍትን መዛግብትን

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ትግራይ
መብርሂ

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ትግራይ ዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ኣወዳዲሩ ብቀዋሚ ክቆፅር ይደሊ፡፡

ትምህርቲ ደረጃ

ላብሪርያን ሳይነስ፣  ኢንፎርሜሽን ሳይነስ፣ ስነፅሑፍን ጆርናሊዝምን ፣ ሶሻል ኣንትሮፖሎጂ፣ ኣንትሮፖሎጂ፣ ሂስትሪ፣ ማኔጅመነት፣  ኢንፎርሜሽን ሲስተም፣ ኩሉ ዓይነት ኮምፒዩተር፣ 10+3 ወይ ብብርኪ III ወይ ናይ ኮሌጅ ዲፕሎማን ዝተመረቀ/ት

ተደላይይ ክእለት

ልምዲ ስራሕ

0

መተሓሳሰቢ

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ትግራይ ዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ኣወዳዲሩ ብቀዋሚ  ክቆፅር ይደሊ፡፡

Share this Post:
ድሕሪት