ሲቭል መሃንዲስ

ኤጀንሲ ልምዓት ኣባይቲ
መብርሂ

ምልከታ

ኤጀንሲ ልምዓት አባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ክፈቲ ናይ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብዕብየት ብዝዉዉርን ብቑፃርን ሓይሊ ሰብ ብቅደም ሳዓብ ከማልእ ይደሊ::

ት/ቲ ደረጃ   :     ቢ .ኤስ. ሲ          

  ስራሕ ልምዲ        2 - ዓመት

ዓይነት ሙያ :         ስቪል ምህንድስና

ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ

ስለዚ ኣብ ላዕሊ ዝተቐመጠ ክፈቲ ስራሕ መደብ ዝተቐመጠ መመዘኒ ሮቆሒ እተማልኡ ኣመልከቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ናብ ኤጀንሲ ልምዓት አባይቲ ክልል ትግራይ ፐርሰኔል ክፍሊ (ቑፅሪ 4 )ቐሪብኩም ንክተመልክቱ ንሕብር::


 

Share this Post:
ድሕሪት