ፅሬት ቁፅፅር መሃንዲስ

ኤጀንሲ ልምዓት ኣባይቲ
መብርሂ

ምልከታ

ኤጀንሲ ልምዓት አባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ክፈቲ ናይ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብዕብየት ብዝዉዉርን ብቑፃርን ሓይሊ ሰብ ብቅደም ሳዓብ ከማልእ ይደሊ::

/ቲ ደረጃ   :     ቢ .ኤስ. ሲ            ስራሕ ልምዲ    4- ዓመት    /

  ስራሕ ልምዲ     ኤም .ኤስ. ሲ   2 - ዓመት

ዓይነት ሙያ :         ስቪል ምህንድስና

ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ

ስለዚ ኣብ ላዕሊ ዝተቐመጠ ክፈቲ ስራሕ መደብ ዝተቐመጠ መመዘኒ ሮቆሒ እተማልኡ ኣመልከቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲ ናብ ኤጀንሲ ልምዓት አባይቲ ክልል ትግራይ ፐርሰኔል ክፍሊ (ቑፅሪ 4 )ቐሪብኩም ንክተመልክቱ ንሕብር::


 

Share this Post:
ድሕሪት