ብነፃ ምልክታ ስራሕን ጨረታታት jobs@milkta.com ይልእኩ
ፅሬት ቁፅፅር መሃንዲስ
ኤጀንሲ ልምዓት ኣባይቲ - ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 14, 2007 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
- : ሰንበት ታሕሳስ 19, 2007 (ሓሊፉ)
- Print
- PDF
-
- ብስራሕ መደብ: ኢንጅነሪንግ
- ስራሕ ብርኪ (ፕሳ-መፕ-): 12
- ብዓይነት ስራሕ: ቐዋሚ
- መሃያ በስምምዕነት
- መደብ ምፍለይ ቁፅሪ
- ብዝሒ 1
- ቦታ: መቐለ
- ብኣገልግሎት ዘመን: ጀማሪ
- ፆታ: ኣይፈልን
መብርሂ
ምልከታ
ኤጀንሲ ልምዓት አባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ክፈቲ ናይ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብዕብየት ብዝዉዉርን ብቑፃርን ሓይሊ ሰብ ብቅደም ሳዓብ ከማልእ ይደሊ::
ት/ቲ ደረጃ : ቢ .ኤስ. ሲ ስራሕ ልምዲ 4- ዓመት /
ስራሕ ልምዲ ኤም .ኤስ. ሲ 2 - ዓመት
ዓይነት ሙያ : ስቪል ምህንድስና
መተሓሳሰቢ
ስለዚ ኣብ ላዕሊ ዝተቐመጠ ክፈቲ ስራሕ መደብ ዝተቐመጠ መመዘኒ ሮቆሒ እተማልኡ ኣመልከቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ናብ ኤጀንሲ ልምዓት አባይቲ ክልል ትግራይ ፐርሰኔል ክፍሊ (ቑፅሪ 4 )ቐሪብኩም ንክተመልክቱ ንሕብር::
ድሕሪት