ፀሓፊት /SSOM/ /IT/

ኣካዳሚ ፓራዳይዝ መርሲፋል
መብርሂ

መርሲፉል ፓራዳይዝ ኣካዳሚ /ሙሉእ 1ይ 2ይ ደረጃ መሰናድኦን ቤት ትምህርቲ/ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ መደብ ስራሕ ኣወዳዲሩ ብቋሚነት ክቆፅር ይደሊ፡፡

ትምህርቲ ደረጃ

ዲፕሎማ

ተደላይይ ክእለት

ዲፕሎማ

ልምዲ ስራሕ

1ዓመትን ልዕሊኡን

መተሓሳሰቢ

ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሱ ረቋሒታት ዝተማለኡ ኣመልከትቲ፣ ዘይምለስ ፎቶኮፒ ሙሉእ መረዳእታ ትምህርትኩም፣ CV መረዳእታ ልምዲ ስራሕኩምን መለለይ ካርድኩምን ብምሓዝ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 5ተ ተከታተልቲ ናይ ስራሕ መዓልትታት ኣብ ቤት ትምህርትና እናቀረብኩም ንክተመልክቱ ነተሓሳስብ፡፡ ፀሓፊት መረጋገፂ ብቅዓት ዘሓለፈትክትከውን ይግባእ፡፡

Share this Post:
ድሕሪት