ፍሎር ማናጄር /ቴክኒሻን/

ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ
መብርሂ

ተደላይይ ዓይነት ትምህርቲን ስራሕ ልምዲን

ብኤሌክትሪክ ሲቲ፣ ኤሌክትሪካል፤ ካስት ኮሚኒኬሽን ብተመሳሳሊ ሙያን ቢ.ኤ.ሲ ዲፕሎማ/ቴክኒክ ሙያን ዝተመረቀ/ት

ብኬሌጅ ዲፕሎማ/10+ 3 4 ዓመት ልምዲ ስራሕ ዘለዎ/ዋ

ብቀዳማይ ዲግሪ 2 ዓመት ልምዲ ስራሕ ዘለዎ/ዋ

2 ዲግሪ 1 ዓመት ልምዲ ስራሕ ዘለዎ/ዋ

ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ

መተሓሳሰቢ

  • ምዝገባ ዝካየደሉ ኣብ ሓዱሽ ህንፃ 1ይ ደብሪ ምምሕዳር ሰራሕተኛ

  • ኣድላይይ ዝኮኑ መረዳእታታት ምስ ዘይምለስ ፎቶኮፒ ክቀርብ ይግባእ

  • ምዝገባ ዝጅምረሉ 09/04/2006 – 16/04/2006 ዓ/ም ኣብ ዘሎ መዓልቲ

  • ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብምልክታ ክነፍልጠኩም ኢና።

Share this Post:
ድሕሪት