ፋይናንስ ሓላፊ

ፍረ ስዉኣት ኢንዱስተሪ ሓ/ዝተ/ዉ/ማ
መብርሂ

ትካልና ፍረስውኣት ኢንዳስትሪያል ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ንዘለዎ ክፍቲ ሰራሕ ከቆፅር የደሊ።

ትምህርቲ ደረጃ

BA(MA/MBA) ብAccounting Finance ወይ ብተመሳሳሊ 

ተደላይይ ክእለት

ንማስተር 8ተ ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዋ/ዎ 3ተ ዓመት ብሓላፊነት ዝሰርሐ/ት ንዲግሪ 10 ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዋ/ዎ ብሓላፊነት ዝሰርሐ/ት

ልምዲ ስራሕ

8-10 ዓመት 

መተሓሳሰቢ

- ካብ 07/05/2011ዓ/ም ክሳብ 16-05/2011ዓ/ም ኦርጂናል ዶክመንት ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ  ምምፀእ ትኽእሉ።

-ዓይደር ክፍለ ከተማ 03 

   

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0914-130690/700417 

Share this Post:
ድሕሪት