ገንዘብ ተሓዚ

አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ሓ/ዝ/ወ/ማ
መብርሂ

ምልክታ ንደለይቲ ስራሕ

አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ካብዚ ንታሕቲ ዝተሓበሩ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ በዚ መሰረት ረቆሒ ተማልኡ ክተመልክቱ ታ ንፅዉዕ::

ተደላይ ደረጃ ትምህርቲ ድግሪ

ተደላይ ዓይነት ትምህርቲ ማናጅመንት ኣተሓሕዛ ሒሳብ ኢኮኖሚክስ ባንክን ፋይናንስን

ተደላይ ግልጋሎት ዘመን 0 ዓመት ንድግሪ ንዲፕሎማ 2 ዓመት

ተደላይ ልምዲ ስራሕ ብሒሳብ ዕቆርን ልቓሕን ልምዲ ስራሕ

ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ
  • ምዝገባ ዕለት ካብ ዕለት 28/12/2006 ዓ/ም 04/13/2006 ዓ/ም

  • መመዝገቢ ቦታ ዋና ቤት ፅሕፈት ኣደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ኣብ ማሕበር ደቂ ኣንስተዩ ትግራይ 3ይ ደብሪ

  • ብፉሉይ መንገዲ ደቂ ኣንስትዩ ነተባብዕ

Share this Post:
ድሕሪት