ኪኢላ ዕቀባ ማህደር

በዓል መዚ ልማዓት እቶት ትግራይ
መብርሂ

ኮሌጅ ዲፕሎማ ---4 ዓመት ስራሕ ልምዲ ብኣካውንቲንግ ታክስ ኣድሚኒስትረሽን ፐብሊክ ፋይናንስ ማናጅመንት ቢዝነስ ማናጅመንት ኢኮኖሚክስ ስታስቲክስ ኮምፒተር ሳይንስ

 

ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ

መተሓሳሰቢ

  1. ኦርጅናል ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ መረዳእታ ት /ቲ ስራሕ ልምዲን

  2. ናይ ምዝግባ እዋን ካብ ታሕሳስ 05/2006 ክሳብ ታሕሳስ 12/2006 ኣብ ዘሎ ጊዜ

  1. ናይ ምዝገባ ቦታ ኣብ በዓል እቶት ልማዓት ክልል ትግራይ ኣመ /ስራ/ሓይሊ ሰብን

  1. ኣብ ተራ ቁዕሪ 2ን 3ን ዝተጠቀሱ ስራሕ መደብ መረጋገዒ ብቃዓት COC ከቅርብ ዝክእል

ምስ ሰላምታ

በዓል መዚ ልማዓትን እቶትን ክልል ትግራይ

Share this Post:
ድሕሪት