ርክብ ህዝብን ደኮመንቴሽንን

ቤት ፅሕፈት ምም/ር ዞባ ደቡብ ምብራቅ
መብርሂ

ቤት  ፅሕፈት ምም/ር ዞባ ደቡብ ምብራቅ ነዚ ዝስዕብ መደብ ስራሕ ስራሕ ኣወዳዲሩ ብዝዉውር ወይ ብቁፃር ክቆፅር ስለዝደለየ ኣብታሕቲ ዘሎ ዝተማልኡ ተወዳደርቲ ክትምዝገቡ ከምትክእሉ እናገለጽና  ዝርዝሩ ድማ ከምዝስዕብ  ይከዉን

  • ብማናጅመንት ብቆንቆ ብጆርናሊዝም ብሶሶሎጂ ሕጊ ወይ ድማ ተመሳሳሊ ዲፕሎማ ኮይኑ coc ፈተና ዝሐለፈ/ት

  • 102 አግባብ ዘለዎ 9ተ ዓመት ስራሕ ልምዲ

  • ዲፕሎማ 7ተ ዓመት ስራሕ ልምዲ

  • መደብ ስራሕ ብዝሐቶ መሰረት ሞያ ካብ ኮሌጅ ብላዕለዋይ ዲፕሎማ ዝተመረቀ /ት ወይ 4 ዓመት ኮሌጅ ዝወደአ 5ተ ዓመት ስራሕ ልመዲ ዘለዎ

ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ

ብተወሳኪ

  • ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ ዋ

  • ናይ መንግስቲ ፖሊሲን ስትራተጅን ክፍፅም ድልዊ ዝኮነ ት

  • ሪፖርት ምጥማር ን ምትሕብባርን ክእለት ዘለዎ ዋ (ቅድሚያ ንዝዉውር ዕብየት ቁፃር)

መተሓሳሳቢ

  • ተወዳደርቲ ኣብ እዋን ምዝገባ ናይ ትቲ መረዳእታ ኦርጅናል ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ሒዙ ዛይቐርብ

  • መመዝገቢ ቦታ ቢሮ ቆፅሪ 107

  • ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት 25/11/06 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ድ/ ሰዓት


 


 

Share this Post:
ድሕሪት