መካኒክ ተሽከርከርቲ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ
መብርሂ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሰ ክፍቲ መደብ ስራሕ ካብ ሰራሕተሻታት ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ
ደረጃ ትምህርቲ
ዲፕሎማ ብኣውቶሞቲቭ፣ መካኒክ ካልኦት ተዛመድቲ ዓይነት ትምህርቲ
ተወሳኪ ክእልት መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት አለዎ
ቀጥታ ስራሕ ልመዲ 4 ዓመት ዘለዎ

ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ


ኣመልከቲ ልዕል ኢሉ ዝተገለፀ ረቋሒታት እተማልኡ ተወዳደርቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ብስራሕ ሰዓት ኣብ ውሽጢ ዓሰርተ /10/ መዓልቲ ኣብ ቤት ፅሕፈት ዋና ቤ/ፅ መቐለ ላ/ኪኢላ ምምሕዳር ሓ/ሰብን ስልጠናን ቢሮ ቁፅሪ 410 ዘይምለስ ኮይኑ ናይ ት/ቲ፣ ስራሕ ልመዲ ካልኦት ጠቐምቲ መረዳእታት ብምቕራብ ክትምዝገቡ ክትክእሉ ንሕብር።

Share this Post:
ድሕሪት