ኪኢአላ ኣተኣካክባ እቶት ክትትልን

በዓል መዚ ልማዓት እቶት ትግራይ
መብርሂ

በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክ/ትገራይ በዚ ትሕት ኢሉ ዝተሓበሩ ረቋሒ መሰረት ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይዕድም

ብኤ/ኤም ኤ ዲግሪ

ብኣካውንቲንግ ታክሲ ኣድሚኒስትሬሽን፣ ፐፕሊክ ፋይናንስ፣ ቢዝነስ ማናጅመንት፣ ማናጅመንት፣ ኢኮኖሚክስ

2ዓመት ንብኤ/0ዓመት ንኤም

ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ

መተሐሳሰቢ

  • ኣመልከቲ ትምህርቲ መረዳእታን ስራሕ ልምድን ዘይምለስ ፎቶኮፒ ምስ ኦርጅናል ከትቀርቡ

  • ካብ ዝሰርሐሉ ቤት ዕዮ ስነ-ምግባር ዝገልፅ መረዳእታ ክቅርቡ ዝክእሉ

  • ምዝገባ ዝካየደሉ ክብ መጋቢት 29/07/2006 ክሳብ ሚያዝያ 08/2006 ዓ/ም ዘሎ እዋን

  • ምዝገባ ዝካየደሉ ቦታ ኣብ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ጥቃ ዝርከብ ናይ ጉደኣት ኩናት ትገራይ ሓዱሽ ህንፃ 3ይ ደብሪ ኣመራርሓ ልምዓት ሓይሊ ሰብን

  • ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ሚያዝያ 20/2006 ዓ/ም

Share this Post:
ድሕሪት