ኪኢላ ሰራሕተኛ ምዕባለ ሓይሊ ሰብን ጥቅማ ጥቅምን

ኤጀንሲ ማዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ
መብርሂ

ኤጀንሲ ማዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ኣብ 2010 ዓም በጀት ዓመት ሰብ ሞያታት ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

ዲፕሎማ

ተደላይይ ክእለት

ብማናጅመንት ብህዝብ አሰተዳደር: ቢዝነስ ማኔጅመንት: ቢዝንስ ማኔጅመንት : ብዓለም አቀፍ ግንኙነትን ፖለቲካ ሳይንስ: ብአመራርሓ ስራሕ ሐይሊ ሰብንÂ

ልምዲ ስራሕ

2 ዓመት

መተሓሳሰቢ
  • ናይ ምዝገባ ቦታ ኤጀንሲ ማዕንን ኢነርጅን ማሐበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ዝርከብ ህንፃ ምድሪ ቤት ቐፅሪ ቢሮ 15 ዳይሬክቶሬት ኣማራርሓ ስራሕ ልምዓት ሓይሊ ሰብ
  • ናይ ምዝጋባ ዕለት ካብ 23/1/2010 ክሰብ 29/1/2010 ዓም
  • ፈተና ዝዉሃበሉ ዕለት ብፅሑፍ ይግለፅ
  • ተወዳደርቲ ኦርጅናል መረዳእታ ትምህርትን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ከቅርቡ አለዎም
  • ካብ ናይ ዉልቀ ትካል ቤት ፅሕፈት ዝቐርብ ናይ ስራሕ ልምድ ግበሪ ዝከፈለሉ ሕጋዊ መረዳእታ ካብ ፋይናንስ ኢኮ/ልምዓት የቅርብ
Share this Post:
ድሕሪት