ኤክዚኩዩቲቭ ሴክረታሪ

ኤጀንሲ ማዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ
መብርሂ

ኤጀንሲ ማዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ኣብ 2010 ዓም በጀት ዓመት ሰብ ሞያታት ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

ዲፕሎማ/ 10+3

ተደላይይ ክእለት

ብሴክሬታሪ ሳይንስ : ኦፊስ ማናጅመንት: ብኣይቲ ኣሲስታንስ :ብማናጅመንት ኢንፎርሜሽን ሲሰተም :ብሴክሬታሪ ኦፊስ ማናጅመንት ዝተመረቐ /ት

ልምዲ ስራሕ

4ተ ዓመት

መተሓሳሰቢ
  • ናይ ምዝገባ ቦታ ኤጀንሲ ማዕንን ኢነርጅን ማሐበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ዝርከብ ህንፃ ምድሪ ቤት ቐፅሪ ቢሮ 15 ዳይሬክቶሬት ኣማራርሓ ስራሕ ልምዓት ሓይሊ ሰብ
  • ናይ ምዝጋባ ዕለት ካብ 23/1/2010 ክሰብ 29/1/2010 ዓም
  • ፈተና ዝዉሃበሉ ዕለት ብፅሑፍ ይግለፅ
  • ተወዳደርቲ ኦርጅናል መረዳእታ ትምህርትን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ከቅርቡ አለዎም
  • ካብ ናይ ዉልቀ ትካል ቤት ፅሕፈት ዝቐርብ ናይ ስራሕ ልምድ ግበሪ ዝከፈለሉ ሕጋዊ መረዳእታ ካብ ፋይናንስ ኢኮ/ልምዓት የቅርብ
Share this Post:
ድሕሪት