ፀሓፊት (secretary)

ራክሚንት ሲስተም ሓ/ዝተ/ዉ/ማ
መብርሂ

ራክሚንት ሲስተም ሓ.ዝተ.ዉ.ማሕበር ፀሓፊት (secretary) አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

10ይ ክፍሊን ልዕሊኡን

ተደላይይ ክእለት

መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ(ግእዝን ኢንግሊዝኛን ናይ ምፅሓፍ ክእለት ከምኡዉን ናይ ኢንተርኔት አጠቃቀማ ክእለት ዘለዎ)

ልምዲ ስራሕ

0 ዓመትን ልዕሊኡን

መተሓሳሰቢ

ናይ ምዝጋበ እዋን ካብ 23/01/2010 ዓም ክሳብ 26/01/2010 ዓም ኣብ ዘለዎ ግዘ  አድላዮ መረዳእታ ትምህርቲ (ሰርትፍኬት) ብ email ኣድራሻና info@rackmintsys.com  ምልኣኽ ከምትኽእላ ነተሓሳስብ

ፈተና ዝዉሃበሉ እዋን ብምልክታ ዝግለፅ ምካኑ Â ነተሓሳስብ

ኣድራሻ :መቀለ ቀዳማይ ወያነ ዕዳጋ ህንፃ

ስልኪ ቁፅሪ 0344411006

Share this Post:
ድሕሪት