ኔትወርክ ኣድሜንስትሬተር III

ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ
መብርሂ

ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሐኛታት አወዳዲሩ ብዝዉዉርን ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

1ይ ደግሪ ወይ 2ይ ዲግሪ

ተደላይይ ክእለት

ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ :Â ኮምፒተር ሳይንስ : ኣይ .ሲ .ቲ. : ሶፍትዌር ሃርድዌር ኢንጂነሪንግ

ልምዲ ስራሕ

ቀጥታ ስራሕ ልምዲ ንዲግሪ 4ተ ዓመት ን2ይ ደግሪ 2ተ ዓመት

መተሓሳሰቢ
  • ናይ ምዝጋበ እዋን 16/1/2010 ዓም ክሳብ 25/1/2010 አብ ስራሕ ሰዓት ኦርጅናልን ፎቶ ኮፒ መረደእታን ከቅርብ ዝክእል ደኩመንት ሒዝኩም ኣብ ቢሮ ሰማሕበራዊ ጉዳይ ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 263 ንክምዝገቡ ነተሓሳስብ ፈተና ዝዉሃበሉ እዋን ብምልክታ ዝግለፅ ምካኑ ነተሓሳስብÂ
Share this Post:
ድሕሪት