ኤክስኩቲቭ ሴክሬታርን ተሓዚት ገንዘብን

አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ሓ/ዝ/ወ/ማ
መብርሂ

ማሕበር ኣክስዩን ፋይናንስ ኣደዳይ ኣብ ጨንፈር ኣለማጣ ንዘሎ ክፍቲ መደብ ጨንፈር ስራሕ መካየዲ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

SSOM 10+3 & 10+2 COC ዝሐለፈ /ት

ተደላይይ ክእለት

SSOM /ፀሓፊት: ምምሕዳር ቤ/ፅሕፈትንÂ ደኩመንትን/

ልምዲ ስራሕ

ን 10+3Â 4 ዓመት /ን 10+2 Â 6 ዓመት ልዕሊኡንÂ ስራሕ ልምዲ

ብስራሕቲ ፀሓፊትን ምምሕዳር ቤት ፅሕፈትን ብብርኪ ኤክስኩቲቭ ሴክሬታሪ ዝሰርሐ/ት

መተሓሳሰቢ
  • መመዝገቢ ቦታ ኣብ ማሕበር ኣክስዩን ማይክሮ ፋይናንስ አደዳይ ጨንፈር ኣላማጣን ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ Â 3ይ ደብርን
  • ደቂ ኣንስትዩ ነተባብዕ
  • ጥቅማጥቅሚ ንሞባይል ንትርስፖርት ንገዛ ክራይን ከምንከፍል ንሕብር
Share this Post:
ድሕሪት