ኪኢላ ዕቋር

አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ሓ/ዝ/ወ/ማ
መብርሂ

ማሕበር ኣክስዩን ፋይናንስÂ ኣደዳይ ኣብ ጨንፈር ኣለማጣ ንዘሎ ክፍቲ መደብ ጨንፈር ስራሕ መካየዲ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

BAÂ

ተደላይይ ክእለት

ማኔጅመንት: ኣካዉንቲንግ: ባንክን ፋይናንስን :ኢኮኖሚክስ ኢንሹራንስ

ልምዲ ስራሕ

6 ዓመትን ልዕሊኡን አብ ማይክሮ ፋይናንስን ካልኣት ትካላት ፋይናንስን ዝሰርሐ /ት

ብስራሕቲ ኪሊላ Â ዕቋርን ልቃሕን ምልዕዓልን ምዉዳብን ኣብ ትካላት ማይክሮ ፋይናንስ ካልኦት ትካላትን ተዘዋዋሪ ልቃሕን ዝሰርሐ /ት

Â

መተሓሳሰቢ
  • መመዝገቢ ቦታ ኣብ ማሕበር ኣክስዩን ማይክሮ ፋይናንስ አደዳይ ጨንፈር ኣላማጣን ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ Â 3ይ ደብርን
  • ደቂ ኣንስትዩ ነተባብዕ
  • ጥቅማጥቅሚ ንሞባይል ንትርስፖርት ንገዛ ክራይን ከምንከፍል ንሕብር
Share this Post:
ድሕሪት