ሲነር ሴልስ ፐርሰን

ሸባ ሌዘር ኢድዱስትሪ ሓ/ዝ/ወ/ማ
መብርሂ

ሸባ ሌዘር ኢንዱስትሪ ሓላ ዝተ ዉ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዝተሐበረ ስራሕ መደብ ዘማልእ ረቆሒ ተወዳደርቲ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

 Marketing Management Accounting , Economics and related ዝተመረቀ/ት

ተደላይይ ክእለት

ድግሪ / ዲፕሎማ

ልምዲ ስራሕ

  0 ዓመት ድግሪ/ 2 ዓመት ስራሕ ልምዲ ብዲፕሎማ ዝሰርሐ ዋሕስ ከቅርብ ዝክእል

መተሓሳሰቢ
  • ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሰ ረቆሒ ዘማላእኩም ተወዳደርቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ን5ተ ተከታታሊ ናይ ትምህርቲን ካልኦት መረዳእታ ዋንኡ ምስ ፎቶ ኮፒ ሒዝኩም መፂእኩም ንክትምዝገቡ ንገልፅ
  • መመዝገቢ ቦታ : ሸባ ሌዛር ኢንዱስትሪ ቢሮ ቁፅሪÂ
Share this Post:
ድሕሪት