ሒሳብ ሰራሕተኛ
ፋና መናእሰይ ልቃሕን ዕቃርን ሕ/ስ/ማሕበርመብርሂ
ፋና መናእሰይ ልቃሕን ዕቃርን ሕ/ስ/ማሕበር ኣብ ዘለዎ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት ክቆፅር ይደሊ
ትምህርቲ ደረጃ
ዲግሪ:
Accounting
ተደላይይ ክእለት
ዲግሪ:
Accounting
ልምዲ ስራሕ
1-2 ዓመት
መተሓሳሰቢ
ዕድመ ትሕቲ 30 ዓመት
ዲግሪ 2.75 ን ልዕሊኡን
መመዝገቢ ቦታ ጮምዓ ዩኔን ልቃሕ ዕቃርን ጎኒ ወጋገን ባንኪ እንኮዶ ቅርንጫፍ
መመዝገቢ ዕለት ካብÂ 10 /11 /2009 ዓም ክሳብ 15 /11 /2009 ዓም
ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ናይ ቃል ፈተና 17 /11 /2009 ዓም ሰዓት 3:00 ንጉሆ ቦታ ጫምዓ ዬኔን ልዕቃርን
ፅሑፍ ፈተና 18 /11 /2009 ዓም ሰዓት 3:00 Â ንጉሆ ቦታ ጫምዓ ዬኔን ልዕቃርን
ንዝበለፀ ሓበሬታ 0914091908
Share this Post: