ላዕለዋይ ክኢላ ርክብ ህዝቢ

ኮርፖሬሽን ልምዓት ኢንዱስትሪ ፓርክታት ትግራይ
መብርሂ

ኮርፖሬሽን ልምዓት ኢንዱስትሪ ፓርክታት ትግራይ

ትምህርቲ ደረጃ

ቀዳማይ ዲግሪ / ማስተር ድግሪ

ተደላይይ ክእለት

ኢኮኖሚክስ /ማናጅመንት/ ፓብሊክኣድሚኒስትሬሽን

ፍሉይ ክእለት:Â መሰረታዊ ክእለት ኮምፒተር ናይ ርክብ ህዝቢ ስልጠና ዝወሰደ

ልምዲ ስራሕ

2/0

መተሓሳሰቢ
  • ናይ ምዝገባ ዕለት ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዘለዉ 6 ናይ ስራሕ መዓልቲታት ይከወን ናይ ምዝገባ ግዜ ካብ ሶኒ ክሳብ ቀዳም ኮይኑ ቅድም ሰዓት 2:00-6:00 ድሕሪ ሰዓት 8:00- 11:30 ኮይኑ ቀዳም ቅድሚ ሰዓት ክሳብ 6:00 ሰዓት ይከዉን
  • ምዝገባ ፆታ ኣይፈልን ደቂ ኣንስትዩ ስራሕ ደለይቲ ይበታትዓ እየን
  • ተመዝብቲ ናይ ትምህርቲ መረዳእታኩምን ደገፍቲ ሰነዳቶምን ዋናን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ሒዞም ክቀርቡ ይግባእ
  • ኣድራሻ ሞሞና ህንፃ 8ይ ደብሪ ፊት ንፊት ዋና ኢትዮጰያ ንግዲ ባንኪ
Share this Post:
ድሕሪት