ኤክዚኩዩቲቭ ሴክሬታሪ I

ኤጀንሲ ማዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ
መብርሂ

ኣብ ኤጀንሲ ማዕድንን ኢነርጂን ክልል ትግራይ ኣብ 2009 ዓም በጀት ዓመት ዘለዎ ኤክዚኩዩቲቭ Â ሴክሬታሪ ብዕብየት: ብዝዉዉር :ብቁፃርን ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

ዲፕሎማ / 10+3

ተደላይይ ክእለት
  • ብሰክሪታርያል ሳይንስ ኦፊስ ማናጅመንት ብኣይቲ ኢስስታንስ ብማናጅመንት ኢንፎርሜሽን ሲስተም ብሴክሬታርያል ዱስት ኦፊስ ማናጅመንት ዝተመረቀ/ ት
  • መረጋገፂ /10+3
ልምዲ ስራሕ

4ተ ዓመትÂ

መተሓሳሰቢ
  • ናይ ምዝገባ ቦታ ኣብ ኤጀንሲ ማዕድንን ኢነርጂን ክልል ትግራይ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ዝርከብ ህንፃ ቢሮ ቁፅሪ 145 ደይሬክቶሬትÂ ኣመራርሓ ስራሕ ልምዓት ሐይሊ ሰብ
  • ምግባ ዕለት ካብ 24/9/ 2009 ዓም ክሳብ 30/9/2009 ዓም
  • COC ዝምልከቶ ከቅርብ ዝክእል
  • ተወዳደርቲ ኦርጅናል ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ከቅርቡ አለዎም
Share this Post:
ድሕሪት