ፀሓፊትን ምምሕዳር ኦፊስ

ቤት ፅሕፈት ምም/ር ዞባ ደቡብ ምብራቅ
መብርሂ

ቤት ፅሕፈት ምም/ር ዞባ ምብራቅ ነዚ ዝዕስብ መደብ ስራሕ ሰራሕተኛታት ካብ ደገ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይድሊ

ትምህርቲ ደረጃ

ዲፕሎማ : ወይ ብብርኪ III ዝተመረቐ/ት : ብብርኪ IV ዝተመረቐ/ት

ተደላይይ ክእለት

ብሴክሬታርያል ሳይንስ : ኮምፒተር ሳይንስ : በኣይቲ (IT) : ስፖርት ሲሰተም : ብኦፊስ ማናጅመንት 10+ 3 ዲፕሎማ : ወይ ብብርኪ III ዝተመረቐ/ት

ስራሕ ልምዲ 2 ዓመት : ብብርኪ IV ዝተመረቐ/ት ስራሕ ልምዲ 0 ኮይኑ ና ሲኢሲ(COC) ድማ ዝሐለፈ/ት

ልምዲ ስራሕ

ስራሕ ልምዲ 2 ዓመት

ስራሕ ልምዲ 0 ኮይኑ ና ሲኢሲ(COC) ድማ ዝሐለፈ/ት

Â

መተሓሳሰቢ

መተሓሳሲቢ

  • ተወዳደርቲ ኣብ እዋን ምዝገባ ኦርጅናል መረዳእታ ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ሒዞም ይቀርቡ
  • ናይ ምዝገባ እዋን ካብ ዕለት 24 /8/2009 ዓም ክሳብ 4 /09 /2009 ናይ ስራሕ መዓልቲ
  • ኣድራሻ ፊት ለፊት ማረት እትዉ ኢልካ ኮይኑ ቢሮ ቁፅሪ 37
Share this Post:
ድሕሪት