ጀማሪ ኢንስትራከተር agricultural engineering

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሕርሻ ቴክኒክን ሙያን ዉቅሮ
መብርሂ

ፖሊ ቴክኒክ ሕርሻ ቴክኒክን ሞያን ዉቅሮ ኣብ 2009 ዓም ቀፂሎም ዘለዉ ክፍቲ ስራሕ መደባት ንደለይቲ ስራሕ አወዳዲሩ ብመምህርነት ሞያ ብቀዋምነት ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

1ይ ዲግሪ (B-level)

Agricultural engineering and mechnanization, farm machinery and related fields

COC ምዝና ዝምልከት: ብ ዝተመረቀሉ ሞያ ክሳብ ብርኪ IV ደረጃ ብደረጃ ተመዚኑ ብቅዓት መረጋገፂ መረዳአት ከቅርብ ዝክእል ወይ ምስ ተቆፀረ ኣብ 6 ወርሒ ተመዚኑ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

ተደላይይ ክእለት

1ይ ዲግሪ (B-level)

ልምዲ ስራሕ

0

መተሓሳሰቢ

መመዝገቢ ቦታ ዉቅሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ካብ ዕለት 29 /06 /2009 ዓም ክሳብ 05 /07/ 2009 ዓም ቢሮ ቁፅሪ 19(HRM)

መመልከቲ መረጋገጺ ብቅዓት ሞያን ናይ ትምህርቲ መረዳእታ ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶኮፒን ሒዞም ክቀርቡ ይግባእ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 034 443 0125

Share this Post:
ድሕሪት