ክኢላ ምክልከልን ምቁፅፃርን ሐሰካ በለስ/ ኮቼኔል/

ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ
መብርሂ

ቢሮ ልምዓት ሕርሻ ገፀርን ክልል ትግራይ ኣብዞም ክፍቲ ስራሕ መደብ ብኩንትራት ቁፃር ንስራሕ ደለይቲ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

ቀዳማይ ዲግሪን ልዕሊኡን ዝተመረቀ/ት

Entomology , Crop or plant Science , plant pathology , Biology Agro Ecology , Agronomy , Crop or plant protection Science

ተደላይይ ክእለት

ቀዳማይ ዲግሪን ልዕሊኡን ዝተመረቀ/ት

ኣብምክልካልንምቁፅፃርንባልዓትክእለትዘለዎ/ዋ

ልምዲ ስራሕ

8ዓመት 1ይ ዲግሪ

5ተ ዓመት ን 2ይ ዲግሪ ልዕሊኡ

መተሓሳሰቢ
  • ምዝገባዝካየደሉዕለትካብ 20/ 4/ 2009 ዓምክሳብ 26/4/2009 ዓም
  • ምዝገባዝካየደሉቦታቢሮልምዓትሕርሻገፀርን ደ/ከ/ስ/አመ /ስራሕ ሓ/ሳብቢሮቁፅሪ 003
  • ተወዳደርቲኣብላዕሊዝተጠቀሱመረዳእታትኦርጂናልዘይምለስፎቶኮፒሒዝኩም/ክንክትቀርቡ/ባ ይግባእ
  • ፈተናዝወሃበሉዕለትድሕሪምፅራይብምልክታክግለፅእዩ
  • ዓይነትፈተና: ናይፅሑፍፈተና 100%
Share this Post:
ድሕሪት