ጀማሪ ኢንስትራክተር ፋርማሲ

ኮሌጅ ጥዕና ሳይንስ ዶ/ር ተወልደ
መብርሂ

ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ካብዚ ንታሕቲ ዝወፀአ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ብቋሚነት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

Bsc ፋርማሲ

ተደላይይ ክእለት

Bsc ፋርማሲ

ልምዲ ስራሕ

0 ዓመት ናይ ስራሕ ልምድን ልዕሊኡን

መተሓሳሰቢ
  • COC ተፈቲኑ ዝሐለፈ /ት ናይ ጥዕና ሞያ ፍቃድ /ሳይንስ /ከቅርብ ዝክእል ክከዉን አለዎÂ
  • GPA ወይ አጠቃላሊ ዉፅኢት 2.5 ልዕሊኡን
  • ዋና (Orginal) ናይ ትምህርቲ መረዳእታኩም ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ CVንCOC ድማ Level 1, Level 2, Level 3, Level 4, Level by level መረጋገፂ ብቃዓት ሰርተፊኬትን ተፈቲንኩም ዝሐለፍኩም መረደእታ ሒዝኩም ምልካታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 06/04/2009 ክሳብ ዕለት 12/04/2009 ዓም ንተከታታሊ 5ተ ናይ ስራሕ መዓልቲታት ኣብ ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶር ተወልደ ምዕባለ ሓይሊ ሰብ ተረኪብኩም ምምዝጋብ ከምትክእሉ እናተሓሳሰብና ናይ ፈተና ዕለት ብምልክታ ወይ ብስልኪ ነፍልጠኩም ምካና ነተሓሳስብ
  • ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 034 441 87 83 ምሕታት ይከኣል
Share this Post:
ድሕሪት