መካኒክ II መተሓባበሪን/ ከ/ስ/ማሽነሪን ጋራጅ መምሕዳርን

ቤት ፅሕፈት ቀረብ ማይ መስተ ከተማ መቐለ
መብርሂ

ቤት ፅሕፈት ቀረብ ማይ ከተማ መቀለ ቀፂሉ ንዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

Bsc degree ብ mechanical engineering/automotive technology 4/6 ዓመት ስራሕ ልምዲ  respectively ካብኡ ንላዕልን  advanced diploma ብ general mechanics/automotive  8 ዓመት አግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምድን ካብኡ ንላዕልን ዘለዎ

ተደላይይ ክእለት

ጋንታ አተሓባቢርካ ናይ ምስራሕ ክእለት ዘለዎ ብስነ ምግባር መርኣያ ዝኮነ ንለዉጢ ዝተቀረበን 3 ብርኪ መዘወሪ ፍቃድ ዘለዎ

ልምዲ ስራሕ

Bsc degree ብ mechanical engineering/automotive technology 4/6 ዓመት ስራሕ ልምዲ  respectively ካብኡ ንላዕልን  advanced diploma ብ general mechanics/automotive  8 ዓመት አግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምድን ካብኡ ንላዕልን ዘለዎ

መተሓሳሰቢ

እዚ ዝተጠቀሰ ስራሕ መደብ እተማልኡ ተወዳደርቲ ስራሕ ልምድን ትምህርቲ መረዳእታን ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶኮፒን ብምሓዝ ካብ ምልክታ ዝወፀሉ ጊዜ ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ቁፅሪ 11 እናቀረብኩም ክትምዝገቡ ንዕድም

Share this Post:
ድሕሪት